Friday Tigrinya Class Registration – Fall 2024
Tigrinya Class are scheduled to start October 11, 2024 – December 22, 2024. Classes will be held every Friday 6:30pm – 7:30pm. Please fill out the form below to register […]
Tigrinya Class are scheduled to start October 11, 2024 – December 22, 2024. Classes will be held every Friday 6:30pm – 7:30pm. Please fill out the form below to register […]
ትምህርቲ ስርዓተ ቅዳሰን ትግርኛን 2024 …
Tigrinya Class are scheduled to start March 8th, 2024. Classes will be held every Friday 6:30pm – 7:30pm. Please fill out the form below to register your child or yourself […]
Our Kids Sunday school Zoom classes will start on Saturday October 2, 2021. Classes will start the same time as we had before based on the kids ages. Parents, please […]
ብሩክ-በዓል-ትንሳኤ-ይግበረልና.doc
https://www.youtube.com/watch?v=_GYU2ZF0RDY#action=share ፍልይቲ-ዓመት-እያ-እቶም-ክባርኹ-ዝተቐብኡ-ቅዱስ-ኣቦ-ባሪኮም-.doc
ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን መጸዋዕታ ናብ ኩሎም ጳጳሳት ካህናት ዲያቆናትን ምእመናን ኦርቶዶክስ ተውህዶ ኤተክርስቲያን ኤርትራ “ነቲ ዘይረኤ ከምዝርእዮ ኮይኑ ተዓገሱ ጸንዔ እሞ ነቲ ኩራ ንጉስ […]
ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን ዘይንሳሕ ሰብ ምስ ጎይታ ክፍሊ የብሉን ካብ ቤተመቕደስ ዝፈሰሰ ማይ ዝተቐበለት ቀላይ ሂወት ከምዝረኸበት ካብ ጎኒ ጎይታ ብዝፈሰሰ ደምን ማይን ብንስሓ […]
ብስም ኣቦን ወድንመንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን ናይ ነፍሰይ ፈርኦን ሎሚ መነዩ ? ኣብ ቃል ኣምላኽ ብፍላይ ኣብ ኦሪትዘጸኣት ከም እንረኽቦ ፥ ንዮሴፍ ኣሕዋቱ ንእስማዔላውያን ከምዝሸጥዎ ንሳቶም ድማ ብግዲኦም ንግብጻውያን ከምዝሸጥዎ […]
ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ ሕልናና ናይ ሂወትና ተቖጻጻሪ እዩ፡ ሕልናና ናይ ውሽጢ ዳኛ እዩ ጽቡቕ ክንገብር ከለና ይንእደና ጌጋ እንተገበርና ይኹንነና ፡ ኣንጻር ሕልናና ሓጢኣት እንተገበርና ድማ ነቲ ውሽጣዊ […]